No media source currently available
ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ዝሓለፈ መጋቢት 2,2022 ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንወራር ሩስያ ዝኹንን ፡ ሰራዊታ ካብ ግዝኣት ዩክሬን ክትስሕብን ዝጽውዕ ንድፈ-ውሳነ ንድምጺ ኣቕሪቡ ኔሩ። ንምዃኑ፡ ኤርትራ ዝሃበቶ ድምጺ ካብ ምንታይ ዝብገስ`ዩ፡ እንታይ መልእኽቲ ወይ ሳዕቤን`ከ ይህልዎ ዝብል ሕቶ ኣልዒልና ንኣቶ ኣልኣዛር ኣብርሃም ኣዘራሪብናዮ ኣለና።