ዋሽንግተን —
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኹናት ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ በይናዊ ስጕምቲ ምቍራጽ ተጻብኦታት ምውሳዱ ዝዝከር’ዩ።
ረድዮ ድምጺ ኣመሪካ ንተኽእሎታትን ስዒቡ ክመጽእ ዝኽእል ምዕባለታትን ኣመልኪታ ምስ ተንተንቲ ፖለቲካ እቲከባቢ ቃለ-ምልልስ ገይራ ኣላ።
ትርጕም ናይቲ ተንታኒት ፖለቲካ ኣብ ማእከል ዊልሰን ዝኾና ማርና ኦትወይ ከምኡ’ውንተወላዲ ኬንያን ነባሪ ከናዳን ዝኾነ ኣሚን ምዊዳው ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::