ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ታሪኽና ባዕልና ክንነግር...” ኣሕታሚ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል


“ታሪኽና ባዕልና ክንነግር...” ኣሕታሚ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል
please wait

No media source currently available

0:00 0:31:03 0:00

“ታሪኽና ባዕልና ክንነግር...” ኣሕታሚ ኣቶ ካሳሁን ቸኮል

ኣብ 1983 ዝጀመረት ኣፍሪካ ዎርልድ ፕረስ (Africa World Press) ምስታ ዳሕራይ ዝሰዓበት ሬድ ሲ ፕረስ (Red Sea Press) ዛጊት ልዕሊ 3000 መጽሓፍቲ፡ ብልዕሊ ደርዘን ቋንቋታት ኣሕቲመን ኣለዋ። ክልተአን ኣሕትምቲ ኣብ ቃልሲ ንናጽነት በበይኖም ሰውራታትን ኣብ ምትብባዕ ሕትመት ዘቤታውያን ቋንቋታትን ይልለያ። መስራቲን ኣካይዲ ስራሕን ኣቶ ካሳሁን ቸኮል’ውን ምስ ኣዝዮም ስሙያት ሰባት (ካብ ተዓወትቲ ሽልማት ኖበል ክሳብ መራሕቲ ሃገራትን ዓበይቲ ደረስቲን) ክሰርሕን መጽሓፍቶም ከሕትምን ዕድል ገይሩ’ዩ።

ንተበግሶ፡ ዕማማትን ኣሰራርሓን እዘን ኣሕተምቲ ትካላት ኣመልኪትና ንኣቶ ካሳሁን ቸኮል ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG