ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቲቦር ናዥ ኣብ ከተማ መቐለ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሞም


ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ቲቦር ናዥ: ኣብ ከተማ መቐለ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሞም።

ቲቦር ናዥ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ማይክል ረይነር ብምዃን ናብ ከተማ መቐለ ብምብጻሕ፡ ነቲ ብምትሕብባር መንግስቲ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ መቐለን ዝተሃነፀ መናእሰይ ዝጥቀምሉ ማእኸል ‘ኣሜሪካን ኮርነር’ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም መሪቖም ከፊቶም ኣለው።

እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ቐፅሪ ዓዲ ሓቂ ዝተመረቐ ማእከል ኣብ ኢትዮጵያ ሓምሻይ ምዃኑ ተገሊፁ’ሎ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቲቦር ናዥ ኣብ ከተማ መቐለ ወግዓዊ ምብጻሕ ፈጺሞም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:00 0:00



XS
SM
MD
LG