ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተጋሩን ፈተውቶምን ዓለምለካዊ ሰልፊ ተቃውሞ ኣካይዶም


ሎሚ ዓርቢ 8 ጥሪ,2021 አብ ዝተፈላለያ ኩርናዓት ዓለም አብ ዝርከባ ዓበይቲ ከተማታት ኣውሮጳ: ኣሜሪካ እስራኤልን አውስትራልያን ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ውግእ ብምቅዋም ሰልፊታት ተካይዶም::

ካብ ስቶኮልም ሽወደን: ሆላንድ ኣሜሪካን ንዝተረከቡ ሪፖርታት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

ተጋሩን ፈተውቶምን ዓለምለካዊ ሰልፊ ተቃውሞ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:13 0:00


XS
SM
MD
LG