ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተዓዛቢ ጉጅለ ሕ/ኣፍሪቃ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዘይካ ዘጋጠሙ ውሱናት ጸገማት ብሰላም ምዝዛሙ ገሊጹ


ተዓዛቢ ጉጅለ ሕብረት ኣፍሪቃ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ካብ ዘጋጠሙ ውሱናት ፀገማት ወፃኢ ሰላማውን ተኣማንን ነይሩ ኢሎም ።

እቲ ጉጅለ ሎሚ ረቡዕ ኣብ ዝወፅኦ መግለፂ ውፅኢት ናይቲ ምርጫ ዘይቕበሉ ኣካላት እንተሃሊዮም እቲ ፀገም ብሕጋዊ ኣገባብ ክፈትሑ ሓቲቱ።

ተዓዛቢ ጉጅለ ሕ/ኣፍሪቃ ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ብዘይካ ዘጋጠሙ ውሱናት ጸገማት ብሰላም ምዝዛሙ ገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:28 0:00

መራሒ ጉጅለ ተዓዛቢ ዝኾኑ ፕረዚደንት ናይጀሪያ ነበር ኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ናይ ኦሮሞ ፌደራሊስ ኮንግረስ ካብቲ ውድድር ወፃኢ ብምዃኑ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንብርክት ዝበሉ መናብር ብዘይተወዳዳሪ ድምፂ ከምዝተውሃበ ሓቢሮም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዘሎ ምክፍፋል ንምውጋድ ብህፁፅ ኣሳታፊ ዝኾነ ምይይጥን ሃገራዊ ዕርቅን ክገብር ሓቶቶም ኣለው::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG