ኣካፍል
መሕተሚ
No media source currently available
ተዓዋቲ ውድድር ምህዞ ከተማ መቐለ መምህር የማነ ግርማይ
መምህር የማነ ኣብ ሞንጎ ኣብ ዞባ መቐለ ዝርከባ ብርክት ዝበላ ኣብያት ትምህርቲ ኣብ ዝተካየደ ውድድር ምህዞ ተዓዋቲ እዩ።
እዚ ውድድር ተማሃሮን መምህራንን ዝተወዳደርሉ ሰፊሕ መድረክ እዩ ነይሩ። መምህር የማነ ቀዳማይ ብምውፃእ ዕውት እቲ ውድድር ብምኳኖም ብዛዕባ ምህዝኦም መብርሂ ክህቡኒ ኣዛራሪበዮም ኣለኩ።
ምስ መምህር የማነ ዝገበርኩዎ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።