ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተነፀልቲ ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ካሜሮናዊያን ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ጨውዮም


ተነፀልቲ ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ካሜሮናዊያን ንዝተቓወምዎም ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ሰባት ጨውዮም።እቶም ተነፀልቲ ብብዝሒ ተዛረብቲ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ዝኾነ መንግስቲ ነቶም ሰልፈኛታት ከፊሉዎ ክብሉ ንዘቕረቡዎ ክሲ ሰበስልጣን ነፂጎምዎ ኣለው።

እቶም ተነፀልቲ ካብ 2017 ኣ\ፈ ጀሚሩ ተዛረብቲ ቋንቋ እንግሊዝ ዝሓዘት ነፃ ሃገር ንምምስራት ይዋግኡ ኣለው።

ሕቡራት ሃገራት እቲ ናዕቢ ካብ ዝጅመር እንተወሓደ 3300 ሰባት ተቐቲሎም 750,000 ድማ ምምዝባሎም ይገልፅ።

XS
SM
MD
LG