No media source currently available
መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን ብዝቐረብዎ ጻውዒት መሰረት ሰልፈኛታት ሎሚ ሓሙስ ናብ ጎደናታት ከተማ ካርቱም ብምውጻእ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ አካይዶም። ኣብ ሱዳን ብሶኑይ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ዘካየዱ ተማሃሮ ብዝተኸፍተ ተኹሲ ኣርባዕተ ተማሃሮ ድሕሪ ምሟቶም ኣብያተ ትምህርቲ’ታ ሃገር ንዘይተወሰነ ጊዜ ምዕጻዎምን ንቕትለት’ቶም ተማሃሮ ብምኹናን ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ታ ሃገር ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይካየድ ምሕላዎ ይፍለጥ።