ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቓወምቲ ፓርቲታት ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ነናቶም ሓሳባት  ይህቡ ኣለው


ተቓወምቲ ፓርቲታት ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ነናቶም ሓሳባት ይህቡ ኣለው።

ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ(ኢዜማ) ነቲ ሃገራዊ ምርጫ ምንዋሕ ዝብል ዝተፈልየ ሓሳብ ኣቅሪቡ’ሎ። ብዶ/ር ኣረጋዊ ዝምራሕ ናይ ትግራይ ዲሞክራሲያዊ ፓርቲ ብወገኑ ብመንግስቲ ንዝቀረበ አማራጺ ከምዝቅበልን እቲ ምርጫ ክናዋሕ ኣለዎ ኢሉ ከምዝኣምንን ህውሓት ኣብ ክልል ትግራይ ከካይዶ’የ ንዝበሎ ምርጫ ድማ ካብ ሕጊ ወጻኢ’ዩ ብምባል ኮኑንዎ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG