ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ንኮሚተ ምስረታ መሰጋገሪ መንግስቲ ይነፅጉ

ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ንኮሚተ ምስረታ መሰጋገሪ መንግስቲ ይነፅጉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:26 0:00

ተቓወምቲ ውድባት ክልል ትግራይ ንኮሚተ ምስረታ መሰጋገሪ መንግስቲ ይነፅጉ

ሰለስተ ተቓወምቲ ውድባት ኣብ ክልል ትግራይ ዝምስረት ጊዝያዊ ክልላዊ መንግስቲ ምስ ዘጣይሽ ኮሚቴ ርክብ የብልናን ኢሎም።

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ: ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ(ባይቶና)ን ውድብ ናፅነት ትግራይን ብሓባር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ምስቲ ኮሚቴ ዘተ ንምክያድ ሎሚ መዓልቲ ቆፀራ ከም ዝነበሮም ብምግላፅ ናብቲ ኣኼባ ካብ ምኻድ ከም ዝተዓቀቡ ድማ ገሊፆም።

XS
SM
MD
LG