ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቐባልነት መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝምልከት ሓድሽ መጽናዕቲ ወጺኡ


ተቐባልነት መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝምልከት ሓድሽ መጽናዕቲ ወጺኡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:54 0:00

ተቐባልነት መራሕቲ ሃገራት ዓለም ዝምልከት ሓድሽ መጽናዕቲ ወጺኡ

ፒው ሪሰርች ሴንተር ዝተባህለ ትካል ምርምር ኣብ ቀረባ ኣብዘካየዶ መፅናዕቲ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መብዛሕቲአን መፅናዕቲ ዝተገበረለን ሃገራት ብህዝቢ ሰፊሕ ተቐባልነትን ከም ሓያል መራሕን ከምዝርኣዩ ተፈሊጡ።ፕረዚደንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ግን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንዩክሬን ካብ ዝወሩ ኣትሒዞም ዝነበሮም ተቐባልነት ወሪዱ ኣሎ።

ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ሕዳር ዝተኻየደ ናይ ኣመሪካ ምርጫ መፋርቕ ስዒቡ ምስ መራሒ ቻይና ቺ ጂንፒንግን ካልኦት መራሕቲ ዓለምን ንምርኻብ ናብ ኤስያ ኣብ ዝተጉዓዝሉ ግዜ ሰልፎም ዲሞክራት ካብ ትጽቢቶም ንላዕሊ ብዝኾነ ውፅኢት ከምዝተባብዑ ገሊፆም ነይሮም።

XS
SM
MD
LG