ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ተስፋ ሃውስ' ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ስነ-ኣእምሮ ኣብ ኣመሪካ ዝህብ ክሊኒክ

'ተስፋ ሃውስ' ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ስነ-ኣእምሮ ኣብ ኣመሪካ ዝህብ ክሊኒክ
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:49 0:00

'ተስፋ ሃውስ' ብቋንቋ ትግርኛ ኣገልግሎት ሕክምና ስነ-ኣእምሮ ኣብ ኣመሪካ ዝህብ ክሊኒክ

'ተስፋ ሃውስ' ዝተባህለ ናይ ስነ-ኣእምሮ ክሊኒክ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ብቋንቋ ትግርኛ ናይ ስነ-ኣእምሮ ሕክምና ኣገልግሎት ዝህብ ክሊኒክ እዩ።

እዚ ክሊኒክ ጎኒ ጎኒ ዝህቦ ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና: ኣገልግሎትን ምኽሪን ኣፍልጦ ሕብረተሰብ ንምዕባይ'ውን ይሰርሕ'ዩ።

ብተወሳኺ'ውን ሕብረተሰብ ኣብ ናይ ስነ-ኣእምሮ ጥዕና ኣፍልጦ ምስ ረኸበ ሓገዝ ዝረኽበሉ መስርሕን ዝረኣዩ ብድሆታት ኣብ ምቕራፍ'ውን ከምዝስርሕ መስራቲ'ቲ ክሊኒክ ዶ/ር ያቆብ ተኪኤ ይሕብር።

ብዛዕባ ኣመሰራርታን ዕላማን 'ተስፋ ሃውስ' ከምኡ እውን መጻኢ መደባት ብዝምልከት ንዶ/ር ያቆብ ተኪኤ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG