ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመኵሮ ኣብ ባህልን ስነጥበብን ብሄረ ትግረ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብር ዘሎ ተመራመርን ስነጥበበኛን


ተመራመርን ስነጥበበኛን መሓመድ ስዒድ ዑስማን ማሕሙድ
ተመራመርን ስነጥበበኛን መሓመድ ስዒድ ዑስማን ማሕሙድ

መሓመድ ስዒድ ዑስማን ማሕሙድ ሓደ ካብቶም ኣብ ምዕባለ ቋንቋን ባህልን ብሄረ ትግረ ዓቢ ተራ ዝጻወት ዘሎ ተመራማርን ስነ-ጥበበኛ’ዩ።ኣብ እዋን ብረታዊ ቃልሲ መዛሙርን ግጥምታትን ብምድላው ዝጀመሮ ስነ-ጥበባዊ ንጥፈታት ድሕሪ ናጽነት ብዝያዳ ብምቕጻል ብርክት ዝበሉ ግጥምታት፡ፊልምታትን ድራማታትን ኣበርኪቱ’- ። ኣብ ባህሊ ትግረ መጽናዕታት ብምክያድ ዝተፈላለዩ ጽሑፋትን መጽሓፍትን’ውን ኣሕቲሙ’ዩ።

ምስ መሓመድ ስዒድ ዑስማን ማሕሙድ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG