አዲስ አበባ —
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዝመደበሩ ቪዥን ኢትዮጵያ ንፈለማ ጊዜ አብ አዲስ አበባ ኢትዮጵያ 7ይ ጉባኤ ምርመርን መጽናዕትን የካይድ ኣሎ።
ፕረዚደንት’ቲ ውድብ ፕሮፌሰር ጌታቸው በጋሻው ነዚ ኩነታት ክፈጠር ምክንያት’ዮም ዝበልዎም መንእሰያት ኢትዮጵያ ኣመስጊኖም።
“ ካብ ሃገርና ተሰዲድናን ንዝነበርና ስደተኛታት ፖለቲካ ብደምኩምን ክቡር ህይወትኩም ንዓና ነጻ ንዘውጻእኩምና ናብ ሃገርና ክንኣትው ዘብቓዕኩምና መንእሰያት ኢትዮጵያ ፋኖን ቄሮን ካ ኦትን ኩሉኹም ዕዳኩም ክንከፍልን ንህበኩም ክብርን ምስጋናን እኹል ከምዘይኸውን አባላት ቪዥን ኢትዮጵያ ኩልና ንኣምን’ ኢሎም።