No media source currently available
ኣቶ ጆቫኒ ፕሪሞ፡ ደጊም ድሕሪ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዕብየትና ጠጠው ዘብለና የለን፡ ሰብ ግን ብናጻ ክንግድን ሃገሩ ከማዕብልን ዕንቅፋት ከጋጥሞ የብሉን ይብል