ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምምስራት ዘኽእል ህዝበ ውሳነ ምኽያዱ ኣፍሊጡ


ኣብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልል ንምምስራት ዘኽእል ህዝበ ውሳነ ምክያዱ ቦርድ ምርጫ ኣፍሊጡ::

ናይ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ ሎሚ ሶኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ 20 መስከረም 2004ዓ\ም ብዝተኻየደ ህዝበ ውሳነ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓደ ፍሉይ ወረዳን ብሓዱሽ ክልል ክውደቡ ዘኽእሎም ዝለዓለ ድምፂ ረኺቦም ኣለው።

ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ክልል ንምምስራት ህዝበ ውሳነ ክካየድ እዚ ናይ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ግዜ እዩ።

XS
SM
MD
LG