ብግዜ እትስንክት መጎጎ
ናይ ሓሙሻይ ዓመት ተመሃሮ ኤለክትሮኒክስን ኤለክትሪክን (electrics and electronics) ኢንስትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ(ኮለጅ ማይ ነፍሒ)፡ ባዕላ ጣይታ እትስንክት ናይ ኤለክትሪክ ሞጎጎ ሰኒዖም። ዕላማ እዛ ሰንዓ ግዜን ጉልበትን ንምቝጣብ ኰይኑ፡ ብሕልፊ ኣብ ኣረጋውያንን ስንኩላንን ዓቢ ኣበርክቶ ክሕልዋ ከም ዝጽበዩ ሓደ ካብቶም ሰናዕቲ ዝዀነ ስምኦን ተስፋጋብሪኤል ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ'ሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ