No media source currently available
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ኣሜሪካዊያን ስድራቤታት ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ቆልዑ ካብ ውሽጢ ኣሜሪካን ካብ ወጻኢ ሃገራት ብምምጻእ የዕብዩ። ቆልዓ ኣምጺዕኻ ምዕባይ ፍሉይ ዝኾነ ውህደት ይደልይ’ዩ።ቆልዓ ካብ ካልእ ሃገር ኣምጺእኻ ንምዕባይ ድማ ብዙሕ ምድላው ይሓትት’ዩ እቲ ዝመጽእ ቆልዓ ካብ ከዕብይዎ ዝወሰኑ ስድራ ዓሌት ዝተፈልየ ምስ ዝኸውን ድማ እቲ ኩነታት ብዕጽፊ ምድላው ይሓትት።