ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብድሆታትን ዕድላትን መንእሰያት ኣብ ስደት


ብድሆታትን ዕድላትን መንእሰያት ኣብ ስደት
please wait

No media source currently available

0:00 1:00:51 0:00

ብድሆታትን ዕድላትን መንእሰያት ኣብ ስደት

ብድሆታትን ረብሓታትን ስደት ብፍላይ ንመንእሰያት ዝጠመተ’ዩ። ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ኣመልኪቱ ብሰፍሑ መፅናዕቲ ዘካየደን መፃሕፍቲ ዝፀሓፈን ዶ/ር ጋይም ክብረኣብ ካብ ሎንደን: ዶ/ር መንግስትኣብ ተስፋዩሃንስ ካብ ኒውዮርክ ስተይት ዩኒቨርስቲ: መምህር መሃዛይነት(entrepreneurship)ን ካብ ኖርወይ ኸኣ ተማሃራይ ምህንድስና ፍቅረይ የማነ’ዮም።

XS
SM
MD
LG