No media source currently available
ጸወታ ጎልፍ ገለ ግዜ ዉሑዳት ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ ዘለዉ ሰባት ጥራይ ዘዘውትርዎ ዓይነት ስፖርት ተገይሩ ይረአ። ኣብ ሴኔጋል ግን ጓለንስተይቲ ኮኸብ ተጻዋቲት ጎልፍ ንምስሊ'ቲ ስፖርት ሓድሽ መልክዕ ንኽረክብ ትገብርን ነቲ ኣብታ ሃገር ጾታ ብዝምልከት ዘሎ ዓቃባዊ ባህሊ ትብድህን አላ።