መሕተሚ
ብደረጃ ኣፍሪቃ ዝግበር ፈላማይ ውድድር ኩዕሶ ሰኪዐት ዝመጽእ ሰንበት ይጅመር ኣሎ። ኣብ ሊግ ኩዕሶ ሰኪዐት ኣፍሪቃ 12 ዝለዓላ ጋንታታት ኣፍሪቃ ይሳተፋ `ለዋ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
No media source currently available
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ