ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብየማን ቅጻዕ ብጸጋም ቅጻዕ፤ መንብሮ ስደተኛታት


ኣብ መዳጎኒ ስደተኛታት ሊብያ
ኣብ መዳጎኒ ስደተኛታት ሊብያ

ቀዳም 18 ታሕሳስ ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት’ዩ። እዚ መዓልቲ’ዚ ነቶም ብዂናትን ካልእ ግፍዒን ዝተሰደዱ ጥራይ ዘይኮነስ እንኮላ ነቶም ብስራሕ ምኽንያት ናብ ካልእ ቦታ ዝገዓዙ ዜጋታት’ውን ውሕስነት ጸጥታ ክህብ ዝቖመ መዓልቲ’ዩ።

ኣብዚ መደብ ምስ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ከምኡ’ውን ኣብ ሰንፈላልነት ዝርከቡ ኤርትራያውን ስደተኛታት እብ ኢትዮጵያ ኣዘራሪብና ኣሎና።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00


XS
SM
MD
LG