ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንዝኽሪ አባላት ሓንቲ ስድራ ኣብ ሽረ እንዳስላሴ ዝተሃንጸ ጣብያ ጥዕና ተመሪቑ


ብግድስቲ ነባሪት ከተማ ስያትል ኣሜሪካ ዝኮነት ትግራወይቲ ዝተሰርሐ ጣብያ ጥዕና ተመሪቁ።

ሄለን ወረደ ትብሃል። ኣብ ዋሽንግቶን ሲያትል እያ ትነብር። ብምክንያት ባርዕ ሓዊ 3 ደቃን ሓፍታን ጓል ሓፍታን ብድምር 5 አባላት ስድርኣ ሲኢና።

ሄለን ወረደ
ሄለን ወረደ

ብሽም ሓምሽቲኡም ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ጣብያ ጥዕና ሰሪሓ ተመሪቑ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::


XS
SM
MD
LG