ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዛዕባ ልደት ምስ ርእሰ-ደብር ኣፈወርቂ ገብረኣምላኽ


ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን በዓለ ልደት ምስ ግዜ ብዝሳነ ኣገባብ ክኽበር ውዒሉ 'ሎ።

መራሕቲ ሃይማኖት'ውን ቡራኬኦም ካብ ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ሂቦም ኣለዉ ። ካብ መንጎኦም ሓደ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ንዳርጋ ዓመት ዝኣክል ብለበዳ ኮሮና፡ መንገዲ ተዓጽዮም ዝጸንሑ ሊቀ-ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ኣቡነ መንግስተኣብ ተስፋማርያም ናብ ኣስመራ ድሕሪ ምምላሶም ዘሕለፍዎ ናይ ልደት መልእኽቲ'ውን ኣሎ።

ብኻልእ ወገን ካብዚ ካብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ድማ ፡ ንርእሰ ኣድባር ኣፈወርቂ ገብረኣምላኽ ቆሞስ ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ብዛዕባ ልደተ ክርስቶስ ባርኾቶም ክህቡ ኣዘራሪብናዮም ኣለና ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:49 0:00


XS
SM
MD
LG