ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ተወለዲ ትግራይ ካብ መንበሪኦም ይስገጉ ከምዘለው ተገሊጹ


መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህወሓት ተዓወቲ ኢሉ ድሕሪ ምእዋጁ ድሕሪ ኣዋርሕብዓሰርተታት ኣሽሓት ተወለድቲ ትግራይ ካብ መንበሪኦም ይስጎጉ ከምዘለው ተፈሊጡ።

ብመሰረት ብርክት ዝበሉ ምንጭታት እዚ ሓዱሽ ፍልሰት ዕጡቓት ምልሻ ክልል ኣምሓራ ንዓሰርተታት ዓመታት ከሰሓሕብ ኣብ ዝፀንሐ መሬት ንምስፋር ብዘለዎም ድልየት እዩ ።

XS
SM
MD
LG