ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

▶ “ብኮንትሮባንድ ዝኣቱ መድሃኒታት ኢና ክንጥቀም ጸኒሕና” ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ


▶ “ብኮንትሮባንድ ዝኣቱ መድሃኒታት ኢና ክንጥቀም ጸኒሕና” ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:33 0:00

ድሕሪ ናይ ወርሒ ነሓሰ ምውላዕ ኲናት፡ እቲ ብንእሽቶ መጠን’ውን ይዅን ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ዝነበረ መድሃኒታት ኣቋሪጹ ኣሎ። ምስ ምኽታም ውዕል ንዘላቒ ሰላምን ነባሪ ምቍራጽ ተጻብኦታትን ፕሪቶሪያ ተስፋ ተገይሩዎ ዝነበረ’ውን ዛጊት ከም ዘይበጽሐ ሓላፊ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG