ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ብኮንትሮባንድ ዝኣቱ መድሃኒታት ኢና ክንጥቀም ጸኒሕና” ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ


▶ “ብኮንትሮባንድ ዝኣቱ መድሃኒታት ኢና ክንጥቀም ጸኒሕና” ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:33 0:00

▶ “ብኮንትሮባንድ ዝኣቱ መድሃኒታት ኢና ክንጥቀም ጸኒሕና” ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ

ድሕሪ ናይ ወርሒ ታሕሳስ ምውላዕ ኲናት፡ እቲ ብንእሽቶ መጠን’ውን ይዅን ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ዝነበረ መድሃኒታት ኣቋሪጹ ኣሎ። ምስ ምኽታም ውዕል ንዘላቒ ሰላምን ነባሪ ምቍራጽ ተጻብኦታትን ፕሪቶሪያ ተስፋ ተገይሩዎ ዝነበረ’ውን ዛጊት ከም ዘይበጽሐ ሓላፊ ሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ይገልጽ።

ንልኡኽ መንግስቲ መሪሖም ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ዝዛራረቡ ዘለዉ ኣምባሳድር ሬድዋን ሑሴን፡ ኣብዚ ሰሙን ወይ ዝመጽእ ሰሙን ናብ ክልል ትግራይ መሰረታዊ ኣገልግሎት ክምለስ ምዃኑ ቃል ኣትዮም ነይሮም። ዝርዝር ተበጺሑ ዘሎ ምዕባለታት ግን ኣይበጽሓናን።

XS
SM
MD
LG