ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ኮንጎ ምስ ደባይ ተዋጋእቲ ብዝተወልዐ ግጭት ናብ ኡጋንዳ ይሃድሙ


ሓንቲ ካብ ናብ ኡጋንዳ ዝሃደሙ ዜጋታት ኮንጎ
ሓንቲ ካብ ናብ ኡጋንዳ ዝሃደሙ ዜጋታት ኮንጎ

ኣብ ምብራቃዊ ዶብ ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ብሰንኪ ዝተወለዐ ግጭት፣ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰላማዊያን ሰባት ናብ ኡጋንዳ ከምዝሰገሩ ተፈሊጡ።

ደባይ ተዋጋእቲ M23 ድሕሪ ዝፈነውዎ መጥቃዕቲ፣ ኡጋንዳ ሰራዊታ ኣብ ዶብ ኮንጎ ኣዋፊራ ኣላ።

ሰራዊት ሩዋንዳ ግና ኣንጻር ደባይ ተዋጋእቲ ሩዋንዳ ስለዝዋግኡ ኣብ’ቲ ዞባ ኣቐዲሞም ምጽንሖም ይፍለጥ።

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ዜጋታት ኮንጎ ኣብ ሃገሮም ካብ ዝተወለዐ ግጭት ሃዲሞም ኣብ ኡጋንዳ ከምዝተዓቖቡ'ውን ይግለጽ።

XS
SM
MD
LG