No media source currently available
ኣብ ዓመተ 2019 ጥራይ ኢትዮጵያ ኣስታት 5,000 ሶማልያዊያን ስደተኛታት ተቐቢላ።እዚ ድማ ኣርባዕተ ዕጽፊ ኣብ 2018 ዝነበረ ቁጽሪ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተው ሶማልያዊያን ስደተኛታት’ዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ዝረአ ዘሎ ብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ዝኣትው ዘለው ስደተኛታት - 80 ሰባት ኣብ መዓልቲ-’ዩ።