ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ብሰንኪ ደርቂ ናብ ኬንያ ይስደዱ ምህላዎም ትካላት ረድኤት ይገልጹ


ፋይል
ፋይል

ብደርቂ ዝተጠቕዑ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ሓገዝ ብምርካብ ናብ ኬንያ ይስደዱ ኣለው።

ጉጅለታት ረድኤት ናብ መዕቆቢ ስደተኛታት ዳዳብ ይኣትው ዘለው ሶማልያዊያን፣ ነቲ ቅድሚኡ’ውን እንተኾነ፣ ልዕሊ ዓቕሙ መሊኡ ዝነበረ መዓስከር ከምዘጨናነቖ ይገልጹ።

ቀርኒ ኣፍሪቃ ብተኸታታሊ ንሓምሻይ ጊዜ ብደርቂ ስለዝተወቕዐ፣ ኩነታት ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ የንቆልቁል ከምዘሎን፣ ሶማል ኣብ ጥቓ ጥምየት ምስ ምብጻሓ፣ ተወሰኽቲ ስደተኛታት ክውሕዙ ከምዝኽእሉ እቲ ዜና ይሕብር።

XS
SM
MD
LG