ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ብአና ወገን ዝጅመር ግጭት ኮነ ዝትኾስ ጥይት የለን" ኣመሓደርቲ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን


ብአና ወገን ዝጅመር ጎንጺ ኾነ ዝትኮሰ ጥይት የለን ክብሉ ፕረዚደንታት ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ሎሚ አማስይኦም ገሊጾም።

ምክትል ኣማሓዳሪ ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤልን ኣመሓዳሪ ክልል ኣምሓራ ኣቶ ገዱ ኣንዳርጋቸው ነዚ ዝበሉ ምስ መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዘተ ሰላም’ዩ።

ኣብቲ ሎሚ ብጉባኤ ሃይማኖታዊ ትካላት ኢትዮጵያ ዝተዳለወ ኣብ ከተማ አዲስ አበባ ሂልተን ሆቴል ዝተኻየደ መደረኽ ሰላም ክልቲኦም ወገናት ንሰላም ድልዋት ምዃኖም ገሊጾምም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG