ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሽም ሲዳማ ዝተወደቡ ክልተ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት ናይ ሓባር ጥምረት ፈጢሮም


ኣብ ደቡባዊ ኢትዮጵያ ብሽም ሲዳማ ዝተወደቡ ክልተ ናይ ፖለቲካ ሰልፍታት፡ ሓደ ናይ ሓባር ጥምረት ፈጢሮም።

እቶም ክልተ ፓርትታት ሲዳማ፡ ብሓባር ተወዲብና ንመሰል ህዝቢ ሲዳማ ንምኽባርን፡ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ንምህናጽን የኽእለና`ዩ ዝበልዎ ጥምረት ምምስራቶም ኣፍሊጦም ኣለዉ።

ንሳቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ኣብ ኢህወድግ ዝተገብረ ናይ ስልጣን ለውጢ እንተዘይመጽእ ኔሩ፡ ሲዳማ ክልል ናይ ምዃን መሰሉ ኣይምትሓለወሉን ኔሩ ክብሉ ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG