ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ብዋሕስ ተፈቲሖም


ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ -ፋይል
ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ -ፋይል

ኣብ ማእሰርቲ ዝፀንሑ ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ነበር ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ብ30,000 ብር ዋሕስ ምፍትሖም ጠበቕኦም ኣቶ ሸጋው ኣለበል ንሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፁ።


እቶም ብርጋዴር ጀነራል ንሕገ መንግስቲ ብሓይሊ ንምፍራስ ብምፍታን ብዝብል ገበን ተጠርጢሮም ን25 መዓልታት ኣብ ማእሰርቲ ምፅንሖም እቲ ጠበቓ ሓቢሩ።

XS
SM
MD
LG