ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ወዲቡ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ትካል ወወክማ መቐለ


ካብ ዝጣየሽ ኣስታት 50 ዓመታት ዘቑጸረ ወወክማ መቐለ ብርክት ዝበሉ መናእሰይ ወዲቡ ኣብ ምንቅስቃስ ከምዝርከብ ዳይረክተር እቲ ትካል መንእሰይ ኣማኒኤል ካሕሳይ ገሊፁ።

ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ወዲቡ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ትካል ወወክማ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:36 0:00

ከም አገላልፃ መንእሰይ ኣማኒኤል ካሕሳይ ወወክማ ማለት ወጣት ወንዶች ክርስትያን ማሕበር እዩ። እዚ ማለት ደቂ ተባዕትዮ መናእሰይ ክርስትያን ማሕበር ማለት እዩ። እዚ ትካል ንፈለማ ግዜ ብራእሲ መንገሻ ተጣይሹ፡ ድሒሩ ብዘመን ሃይለስላሰ ድማ ብደረጃ ሃገር ኣፍልጦ ረኪቡ ብኣዋጅ ተጣይሹ። ኣብ ግዜ ስርዓት ደርጊ ተዓፅዩ እኳ እንተነበረ ድሕሪ ውድቀት ደርጊ ከምሓድሽ ስራሕ ክጅምር ተገይሩ።

ብዛዕባ ንጥፈታት’ቲ ትካል ምስ ዳይሬክተር’ቲ ትካል ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ብርክት ዝበሉ መንእሰያት ወዲቡ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ትካል ወወክማ መቐለ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:36 0:00

XS
SM
MD
LG