ዋሽንግተን —
ብሞባይል ቴሌፎን ወይ ስማርት ፎን ንመኪና ናይ ምቁጽጻር ሜላ ዝመሃዙ ተማሃሮ በዚ ዝተኣታተውዎ ምሕዞ ብሞባይል ቴሌፎን ሞተረ መኪና፡ ማዕጾ ምክፋትን ምዕጻውን ዝአመሰሉ ተግባራት ንምክያድ ከምዝከአል ይገልጹ።
ምስቶም መንእሰያት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።