ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምኽንያት በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ኣብ ታሪኻዊ ኣዳራሽ "ሓፋሽ ዛግር" ባህላዊ ምርኢት ቀሪቡ


ብምኽንያት በዓል ቅዱስ ዮውሃንስ፣ `ዝናር ስነጥበባት ዞባ ማእከል` ምስ ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሰረጀቓ ብምትሕብባር ፡ ኣብ ዛግር ታሪኻዊ ኣዳራሽ "ሓፋሽ ዛግር" ባህላዊ ምርኢት ኣቕሪባ።

እቲ ባህላዊ ምርኢት ንበዓል ቅዱስ ዮውሃንስ ዘንጸባርቕ ኮይኑ ኣብ ዛግር ዝተገብረሉ ቀንዲ ምኽንያት ከኣ ንረቂቕ ባህላዊ ውርሻታት ብምብርባር ታሪኻዊን ጥንታውን ቦታታት ንምዕቃብ ከምዝኾነ ኣብ ኤርትራ ሓላፊ ስፖርትን ባህልን ዞባ ማእከል ኣቶ እንድርያስ ኣስመረኦም ንድምጺ ኣሜሪካ ተዛሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።



XS
SM
MD
LG