No media source currently available
"መቐለ ኣሜሪካን ኮርነር" መናእሰይ ዝጥቀምሉ ማእኸል ሓበሬታን ቴክኖሎጂን ብዛዕባ ዘለዎ ኣገልግሎትን: መናእሰይ ድማ ካብቲ ማእኸል እንታይ ጥቕሚ ይረኽቡ ንዝብል ንገለ ተጠቐምቲ ኣዘራሪብና ኣለና:: እቲ ማእኸል ብምትሕብባር መንግስቲ ኣሜሪካን ዩኒቨርሲቲ መቐለን ዝተሰርሐ እዩ::