ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምልዕዓል ህውከትን ዕግርግርን ዝተጠርጠሩ 33 ኣባላት ፓርቲ ባልደራስ ኣብ ቐይዲ ኣትዮም


ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ፖሊስ ዝወዓሉ ኣባላት ፓርቲ ባልደራስ ንሓቀኛ ዲሞክራሲ ሎሚ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።

ፖሊስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘውዓሎም 33 ኣባላት እቲ ፓርቲ 23 ለካቲት ኣብ ዝተኸበረ ብዓል ዓወት ዓድዋን 26 ለካቲት ዝተኸበረ ብዓል ዓወት ካራማራን ህውከትን ዕግርግርን ንምልዕዓል ፈቲኖም ብዝብል ከምዝጠርጠሮም ንቤት ፍርዲ ምፍላጡ ናይቶም እሱራት ጠበቓ ገሊፆም።ጉዳዮም ኣብ ክልተ ኣብያተ ፍርዲ ኣዲስ ኣበባ ይርኣይ ከምዘለዎ እውን እቲ ፓርቲ ገሊፁ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG