ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ'ሎ


ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወጻእን ደመቀ መኮንን ዝምራሕ ላዕላዋል ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ወግዓዊ ዑደት ይገብር ኣሎ።

ኣቶ ደመቀ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ፕረዚደንት ዩወሪ ሙሰቪኒ ኣብ ኬንያ ድማ ምስ ፕረዚደንት ኡሁሩ ኬንያታ ተራኺቦም ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ሓሳብ ተለዋዊጦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።


XS
SM
MD
LG