ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብመልክዕ ከኒና ዝወሃብ ሓድሽ ፈውሲ ቫይረስ ኮሮና ንሰ/ኮርያ ዓቢ ተስፋ ተነቢሩሉ


ሰ.ኮርያ
ሰ.ኮርያ

ብመልክዕ ኸኒና ክወሃብ ተስፋ ዝተገብረሉ ፈወሲ ኮቪድ 19 ኣብታ ሓንቲ ካብተን ክታበት ኮሮናቫይረስ ዘይተጀመረለን ኣዝየን ግሉላት ሃገራት ዝኾነት ሰሜን ኮርያ ዓብይ ግደ ክህልዋ እዩ ክብሉ ኪኢላታት ጥዕና ህዝቢ ይገልጹ'ለዉ።

ሰሜን ኮርያ ንዳርጋ ሓደ ዓመት ዝኣክል ካብ ካልኦት መንግስታት ኾነ በቲ ብሕቡራት ሃገራት ዝድገፍ ዓለምለኸ ፕሮግራም ምክፍፋል ክታበት ንዝቀረበላ ክታበታት ነጺጋ'ያ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG