ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ብሓድነት ኢትዮጵያ ንዝመጸና ብብርዒ ዘይኮነ ክላሽን ሒዝና’ውን ክንዋጋእ ኢና” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ


“ብሓድነት ኢትዮጵያ ንዝመጸና ብብርዒ ዘይኮነ ክላሽን ሒዝና’ውን ክንዋጋእ ኢና” ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:16 0:00

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ “ሓቂ ምስና ምስቶም መራሕቲ ለውጢ ስለዝኾነት ዝዓግተና የልቦን” ክብሉ ሎሚ ንፓርላማ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሓቢሮም። ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣብቲ ሎሚ ንፓርላማ’ታ ሃገር ዝሃብዎ መግለጺ ብሓድነት ኢትዮጵያ ንዝመጸና ሓይልታት ብብርዒ ዘይኮነ ክላሽን ሒዝና’ውን ክንዋጋእ ኢና ክብሉ ኣብቲ ጉዳይ ከምዘይደራደሩ ኣፍሊጦም።

XS
SM
MD
LG