ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብልፅግና ፓርቲ ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳ ሓዊሱ ንሰለስተ ኣባላቱ ካብ ኣባልነት ማእከላይ ኮሚቴ ብግዚያውነት ምእጋዱ ገሊፁ


ብልፅግና ፓርቲ ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳ ሓዊሱ ንሰለስተ ኣባላቱ ካብ ኣባልነት ማዕኸላይ ኮሚቴነት ብግዚያውነት ምእጋዱ ገሊፁ።

ልዕልነት ሕጊ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ግብራዊ ክኸውን ምስራሕ እውን ሓደ ዓብይ ውሳነ ምዃኑ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ናይቲ ውድብ ኣቶ ታየ ደንድኣ ኣፍሊጦም።

ካብ ስልጣኖም ተኣጊዶም ናይ ዝተባህሉ ውልቀሰባት ርእይቶ ንምርካብ ዝተገብረ ፈተነ ኣይተዓወትን።ኣብ ልዕሊ ህወሓት ንዝቐረብ ተደጋጋሚ ክሲ ሓላፊት ጉዳያት ኮሚንኬሽን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ወይዘሮ ሊያ ካሳ ከምዚ ዝበለ ክሲ ዘቕርቡ ንክልሎም ከመሓድሩ ዘይኽእሉ ኣካልት ዝህብዎ ምስምስ እዩ ክብላ ኣብ ዝሓለፈ መልሲ ምሃበን ይዝከር ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG