ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ: ብሃገራዊ ኮንፈደሬሽን ሰራሕትኛታት ኤርትራ ዝተወደበ ዓውደ-ዘተ ተኸፊቱ


ብሃገራዊ ኮንፈደሬሽን ሰራሕትኛታት ኤርትራ ዝተወደበ ናይ ክልተ መዓልታት ዓውደ-ዘተ ሎሚ ሓሙስ 30 ግንቦት 2019 ኣብ ኣዳራሽ ናይቲ ማሕበር ተኸፊቱ።

እቲ “ዕድላትን ብድሆታትን መጻኢ ስራሕ ኣብ ኤርትራ” ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ዝካየድ ዘሎ ዓውደ-ዘተ ቀንዲ ዕላማኡ ኣብ ኤርትራ ንዘሎ ዕድላት ስራሕን ብድሆታቱን ምስ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተፈጢሩ ዘሎ ትስፍው ናይ ምሕዝነትን ምተሕግጋዝን ሃዋህው ዝህልዎ እወንታዊ ምዕባለታትን ንምግምጋም ዝዓለም ከምዝኾነ ግዝያዊ ሓላፊ ኣህጉራዊ ዝምድናታት ሃኮሰኤ ኣቶ ኣብርሃም ክብሮም ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።


XS
SM
MD
LG