ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ፍርዲ ሕ/ሃ ንኬንያን ሶማልን ከሰሓሕብ ዝጸንሓ መስመር ባሕሪ ውሳነ ክህብ'ዩ


ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ሕቡራት ሃገራት ሎሚ ኣብ መንጎ ሶማልን ኬንያን ንዘሰሓሕብ መስመር ባሕሪ ብይኑ ክህብ ትጽቢት ይግበር ኣሎ።

እቲ ናይ ሄግ ቤት ፍርዲ፡ ንክልቲአን ዘዋስን ማይ ኣበይ ይጅምርን ኣበይ ይውድእን ዝብል ውሳነ ክህብ`ዩ። ሶማልን ከንያን ናይ ባሕሪ ይግብኣኒ ብከቢድ ክስሓሓባ ጸኒሐን`የን።

XS
SM
MD
LG