ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኼሽን ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዝሃቦ መግለጺ
ነጻነት፡ ስርዓት አልቦነት ኸአ ውልቐ መላኺነት ከምጽእ ከምዝኽእል እቲ ሕብረተሰብ እናተገንዘበ ብምምጽኡ ልዕልና ሕጊ ክኸበር ሕቶ ይለዓል ኣሎ ክብሉ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ኮሚኒኬሽን ክልል ኣምሓራ አቶ ንጉሱ ጥላሁን ገሊጾም። ኹሉ ጊዜ ለውጢ ኣብ ዝህልወሉ ላዕልን ታሕትን አሎ ኣብ ለውጢ ድማ ሰለስተ ክፍሊ ሕብረተሰብ ምፍጣሮም ኣይተርፍን። ለውጢ ዝድግፉ፡ነቲ ለውጢ ዝቃወሙን በቲ ለውጢ ዝደናገሩን ክብሉ ወሃቢ ቃል ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ አቶ ንጉሱ ጥላሁን አረዲኦም።
ኢፒሶዳት
-
ግንቦት 19, 2022
ሕማማት ልቢ፤ ጠንቂን ሳዕቤናትን
-
ግንቦት 18, 2022
ትንታነ: ኣብ ጉዳይ ዓወት ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ
-
ግንቦት 18, 2022
ብድሆታትን ዕድላትን መንእሰያት ኣብ ስደት