ዋሽንግተን —
ናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ምኽሪ ፀጥታ መንግስቲ ማእኸላይ ሪፓብሊክ ኣፍሪቃ ምስ 14 ዕጡቓት ጉጅለታት ናይ ሰላም ስምምዕ ድሕሪ ምፍራሙ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ኣንቢሩዎ ዝነበረ እገዳ ኣፅዋር ክልዓል ትማሊ ሓሙስ ብምሉእ ድምፂ ወሲኑ።
ብፈረንሳይ ዝረቐቐ ውሳነ መንግስቲ ማእኸላይ ሪፓብሊክ ኣፍሪቃ ንዘቕረቦ ፃውዒት መልሲ እዩ።