ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ሓድሽ መንግስቲ መስከረም 24,2014 ከምዝምስረት ኣፍሊጡ


ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተኻየደ ምርጫ ሓንቲ ውልቀሰብ ድምጺ እንዳሃበት
ኣብ ወርሒ ሰነ ዝተኻየደ ምርጫ ሓንቲ ውልቀሰብ ድምጺ እንዳሃበት

ኣብ ኢትዮጵያ 24 መስከረም 2014 ሓዱሽ መንግስቲ ከምዝምስረት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፁ።

ብመሰረት መንግስታዊ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ምስረታ መንግስቲ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ናይ መወዳእታ ሶኑይ ወርሒ መስከረም መንግስቲ ክምስረት እዩ።እቲ ዜና ብመሰረት ውፅኢት 14 ሰነ 2013 ዝተኻየደ ምርጫ መንግስቲ ንምምስራት ዘኽእል ሕጋዊ ኣካይዳ ኣሎ ኢሎም ይብል ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ኣብ ክልል ትግራይ: ክልል ሶማሌ፣ ብዙሓት ከባቢታት ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝን ምርጫ ኣይተኻየደን።

XS
SM
MD
LG