ኣካፍል
መሕተሚ
ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣዋጅ ሓዱሽ ኣወዳድባ ወረዳታት ትግራይ ኣፅዲቑ::
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ ንፈለማ ጊዜ ፀብፃብ ስራሕ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ ትእምት እውን ሰሚዑ ኣፅዲቑ ኣሎ::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available