ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ሽዱሽተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብዎም ትሸዓተ ሓደሽቲ ኣባላት ካቢነ መዚዙ


ቤት ምኽሪ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ሽዱሽተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም ትሽዓተ ሓድሽቲ ኣባላት ካብነ ኣፅዲቑ።

ብምኽትል ርእሰ ኣማሓዳሪ’ቲ ክልል ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ዝቐረቡ ዶ/ር ኣብርሃም ተኸስተ ምኽትል ርእሰ ኣማሓዳሪ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኢንዱስትሪን ሓዊሱ ሰለስተ ኣማሓደርቲ ዞባታት እውን ተሸይሞም ኣለው።

ንነዊሕ ዓመታት ኣፈ ጉባኤ ክልል ትግራይ ኮይነን ዝገልገላ ወ/ሮ ቅዱሳን ነጋ ድማ ካብ መዝነተን ተሰናቢተን ኣለዋ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG